ኒው ሚለንየም ዩንቨርስቲ ኮሎጅ

መግለጫ

ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ ንታሕቲ ተገሊፁ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

ዲፕሎማ

ተፈላጊ ችሎታ

  • ብ IT
  • ላይብረሪ ሳይንስ  ዝተመረቐ/ት

 

ስራ ልምድ

2 ዓመት ላይብሬሪ ሓላፍነት ዝሰረሐ/ት

How to apply

አመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድኩምን CV ምስዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ አብ ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ ፔርሶኔል ክፍሊ ካብ ዕለት 27/02/2008 ዓ/ም - 03 /03/2008 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 12:00 ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዘገቡ ከምትክእሉ ንሕብር

ተወሳኪ ሓበሬታ: 0344 41 04 65