ኒው ሚለንየም ዩንቨርስቲ ኮሎጅ

መግለጫ

ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ ንታሕቲ ተገሊፁ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

1ይ ዲግሪን ልዕሊኡን ዝተመረቐ/ት

ተፈላጊ ችሎታ

  • ኮምፒተር ሳይንስ 
  • ብማናጅመንት 
  • አካዉንቲንግ
  • ኢኮኖሚክስ

ስራ ልምድ

2ተ ዓመት ዝሰርሐ/ት

How to apply

አመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድኩምን CV ምስዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ አብ ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ ፔርሶኔል ክፍሊ ካብ ዕለት 27/02/2008 ዓ/ም - 03 /03/2008 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 12:00 ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዘገቡ ከምትክእሉ ንሕብር

ተወሳኪ ሓበሬታ: 0344 41 04 65