መግለጫ
በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ኣብ ከተማታት ገፀር ወረዳታትን ንዘሰዎ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛ በዚ ዝስዕበ ኣወዳዲሩ ክቆፀር ይደሊ
የትምህርት ደረጃ
BA ዲግሪ
ተፈላጊ ችሎታ
BA ዲግሪ
ስራ ልምድ
0
How to apply
- ናይ ምዝገባ ቦታ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ
- ሲኦሲ ዝምልከቶ መረዳእታ ዘቅርብ
- ምዝገባ ዝካየደሉ 25 02 2008 ዓም ክሳብ 03 03 2008 ዓም
- ናይ ትምህርትን ስራሕ ልምድን መረዳእታ ዘይምለስ ኮፒ
- ካብ ዝሰርሐሉ ቤት ፅሕፈት ብዛዕባ ስነ ምግባር ዝገልፅ ደብዳቤ ዘቅርብ
- GPA ንዲኣነስተዮ 2.3 ን ልዕሊኡን ንደቂ ተባዕትዮ 2.5 ልዕሊኡን ዘለዎ