የትግራይ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ስራ ማህበራት ማስፋፋት የገበያ ልማት ኤጀንሲ

መግለጫ

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኤጀንሲ ምስ ሕ ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕዳጋን

ኣብ ኤጀንሲ ምስ /ሕ/ ስ /ማ/ ዕ ልምዓት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ከወዳደር ይደልይ

የትምህርት ደረጃ

ቀዳማይ ዲግሪ ዘለዎ ዋ ኮይኑ ብኮምፒተር ሳይንስ ፣ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ፣ ኮምፒተር ኣፕሊኬሽን   ፣ ኢንጂነሪንግ ዝተተሓሓዘ ትምህርቲ ዝተመረቐ /ት

 

ተፈላጊ ችሎታ

ስራ ልምድ

ቀዳማይ ዲግሪ ዘለዎ ዋ ኮይኑ ብኮምፒተር ሳይንስ ፣ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ፣ ኮምፒተር ኣፕሊኬሽን  4 ዓመት ልምዲ ስራሕ  ምስ ኢንጂነሪንግ ዝተተሓሓዘ ትምህርቲ ዝተመረቐ /ት

 3 ዓመትን ልዕሊኡን ስራሕ ልምዲ 2ይ ዲግሪ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ

How to apply

መተሓሳሳቢ

  • ምዝገባ ዝካየደሉ እዋነ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 22 /02/ 2008 ዓ ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ይከዉን
  • መመዝገቢ ቦታ ኣብ ኢ /ምስ/ ሕ /ስ/ ማ /ዕ/ ልምዓትን ምም/ ር ሓይሊ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 303
  • ኣመልከቲ ኣድላዩ ትብልዎ መረዳእታኩም ዋናን ፎቶ ኮፒን ብምሓዝ ክትቀርቡ አለኩም
  • COC  ዝምልከተኩም ክን ዝሓለፈትሉ መረዳእታ ዘቅርብ

ስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-46-53 /03-42-41-51-51 ፋ/ ቁፅሪ 03-44-40-29-66/ 03-44-40-37-10