መግለጫ
ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኤጀንሲ ምስ ሕ ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕዳጋን
ኣብ ኤጀንሲ ምስ /ሕ/ ስ /ማ/ ዕ ልምዓት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ከወዳደር ይደልይ
የትምህርት ደረጃ
ካብ መሰልጠኒ መራከብቲ ሓፋሽ ተመሳሳሊ ትካል ብካሜራ ብኦድዮ ቪድዮ ስራሕ ዝተመረቐ /ት
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
ስራሕ ልምዲ መደብ ስራሕ ብሓቶ መሰመር ሙያ ብ 10 +3 ዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቐ ወይ ካብ ኮለድ ዲፕሎማ ዝተመረቐ 9 ዓመትን ልዕሊኡን ስራሕ ልምዲ ዘለዎ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ 4 ዓመት ኮለጅ ዝወደአ 7 ዓመትን ልዕሊኡን ናይ ኮመፒተር ክእለት ዘለዎ ናይ ቪድዮ ኢዲቲንግ ክእለት ዘለዎ
How to apply
መተሓሳሳቢ
- ምዝገባ ዝካየደሉ እዋነ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 22 /02/ 2008 ዓ ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ይከዉን
- መመዝገቢ ቦታ ኣብ ኢ /ምስ/ ሕ /ስ/ ማ /ዕ/ ልምዓትን ምም/ ር ሓይሊ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 303
- ኣመልከቲ ኣድላዩ ትብልዎ መረዳእታኩም ዋናን ፎቶ ኮፒን ብምሓዝ ክትቀርቡ አለኩም
- COC ዝምልከተኩም ክን ዝሓለፈትሉ መረዳእታ ዘቅርብ
ስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-46-53 /03-42-41-51-51 ፋ/ ቁፅሪ 03-44-40-29-66/ 03-44-40-37-10