መግለጫ
ዞሊ ፕሮፈረሽናል ስትድዮ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
የትምህርት ደረጃ
ኣካዉንቲግ level I , level II
ተፈላጊ ችሎታ
ብኣካዉንቲንግ ዝተመረቀ/ት ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዋ
ስራ ልምድ
ዘለዎ ይምረፅ
How to apply
መመዝገቢ ቦታ እንዳሚኪኤል ኣከባቢ ዞሊ ስትድዮ መፂኢካ ምምዝጋብ ይካኣል
ስ.ቁ 09 14 11 83 71
ምዝገባ ዝካየደሉ እዋን 25/11/2011 – 30/11/2011 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ተከታታሊ መዓልቲ