መግለጫ
ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ ኣጠቓቅማን ምምሕዳርን ገፀር መሬት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ስራሕ መደባት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ
የትምህርት ደረጃ
- 1ይ ዲግሪ
- 2ይ ዲግሪ /ማስተርስ/
ተፈላጊ ችሎታ
- ብGIS technician
- ብGeo-information and Earth observation for natural resource management
- ብGeographical information system
ስራ ልምድ
ብቐዳማይ ዲግሪ ወይ ብብርኪ V ልምዲ ስራሕ 5ተ ዓመት ብ5ተ ዓመት ዝተመረቐ/ት 4ተ ዓመት ልምዲ ስራሕ ብካልኣይ ዲግሪ /ማስተርስ/ 4ተ ዓመት ብ5ዓመት ዝተረኸበ 1ይ ዲግሪ ቀፂሉ ዝተረከበ 2ይ ዲግሪ 3 ዓመት ስራሕ ልምዲ በቲ አግባብ ዘለዎ/ዋ ልምዲ ስራሕ
How to apply
- መረዳእታ ትምህርትን ይጠቕመኒ ትብልዎ ደኩመንትን ኦርጅናል ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ትምዝገቡ ትክእሉ/ላ
- ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 01 /02/2008 ዓ/ም እስካብ 12/02/2008 ዓ/ም ብስራሕ
- ናይ ምዝገባ ቦታ ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ ምምር ኣ/መሬት ክልል ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 22
- ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ዝግለፅ ይከዉን