ራክሚንት ሲስተም ኋላ/የተወ/የግ/ማ

መግለጫ

ድርጅትና ራክሚንት ሲስተም ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ንዘለዉ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሴክሪተሪ  /secetary/ በቆዋሚ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

 

የትምህርት ደረጃ

ብSSOM ፣ IT ወይ ተመሳሳሊ ትምህርቲ ዝተመረቐት

ተፈላጊ ችሎታ

  • · ብቋንቋታት ትግራኛን እንግሊዝኛ ብቅልጣፈ ናይ ምፅሓፍ ክእለት ዘለዋ
  • · መሰረታዊ ናይ ኢንተርኔት ኣጠቃቅማ ክእለት ዘለዎ

ስራ ልምድ

ብተመሳሳሊ ስራሕ መደብ ሓደ (1 ) ዓመት ልዕሊኡን ስራሕ ልምዲ ዘለዎ

How to apply

ቐደማይ ወያነ ዕደጋ ማእከል ብሎክ ረ-304

ካብ ዕለት 16/11/2011 ክሳብ 19/11/2011 ኣብ እዋን ስራሕ ንጉሆ ካብ 2:30  ክሳብ 6:30 ድሕሪ ፋዱስ ካብ ሰዓት 7:30  ክሳብ 11:30