ኒው ሚለንየም ዩንቨርስቲ ኮሎጅ

መግለጫ

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ተገሊፁ ዓይነት ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

  • ብፐርቸዘር       - ብመናጅመንት
  • ብኣከዉንቲንግ    - ብሳፕላይ ማናጅመንት ድፕሎማ ዘለወ/ዋ

ተፈላጊ ችሎታ

  • ብፐርቸዘር       - ብመናጅመንት
  • ብኣከዉንቲንግ    - ብሳፕላይ ማናጅመንት ድፕሎማ ዘለወ/ዋ

ስራ ልምድ

 

- 2ተ ዓመት ብዕዳጋ ዝሰርሐ/ት

 

How to apply

አመልካቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድኩምን CV ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ኣብ ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ ፐርሶኔል ክፍሊ ካብ ዕለት 03/13 07 ዓም 04/01/2008 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 12:00 ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዘገቡ ከምትክእሉ ንሕብር