የቐዳማይ ወያነ ክ/ከተማ ስቪል ሰርቢስ ፅሕፈት ቤት

መግለጫ

                             ምልክታ ንደለይቲ ስራሕ

ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ቐዳማይ ወያነ ንቤት ፅሕፈት ደኣንት ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ኣብ ዘለዉ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ብዝዉዉር ወይ ቁፃር ቅድም ሰዓብ ብምሕላዉ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደልይ እዚ ዝተቐመጠ መመዘኒ ረቁሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም

የትምህርት ደረጃ

  •    ማናጅመንት : ማርኬቲንግ ማናጅመንት  ሕጊ ብተወሳኺ ክእለት ኮምፒተር ዘለዎ               

ተፈላጊ ችሎታ

no data

ስራ ልምድ

  • ንMA 4 ዓመት
  • ንBA ዲግሪ 6 ዓመት

How to apply

መተሓሳሰቢ

  • መመዝገቢ ቦታ ቤት ፅሕፈት ስቪል ሰርቪስ ክ ከተማ  1  ቀ/ወያነ ቢሮ ቁፅሪ 3
  • ኣድላይ ዘበለ መረዳአታ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ክተቅርቡ አለኩም
  • ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 15/ 12/ 07 ዓ/ም ሰዓት 8:30
  • ተፈተንቲ ኣብ ፈተና እዋን መታወቅያኩም ሒዝኩም ንክትቀርቡ ነተሓሳስብ
  • ዝምልከተኩም መረዳእታ እተቅርቡ ትክእሉ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ   03 42 40 50 92