ናይል ቆርቆሮ ፋብሪካ

መግለጫ

                             ናይል ቆርቆሮ ፋብሪካ

                           ምልክታ ንደለይቲ ስራሕ

ኣብ ድርጅትና ዘሎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ መሰረት ሰራሕተኛታት ክንቆፅር ስለዝደለና በቲ መመልመሊ ረቋሒ መሰረት ንምዉድዳር  እትደልያ ደቂ አንስትዩ ንክትወዳደራ ንዕድም

የትምህርት ደረጃ

  • ካብ ዝተፈለጠ ዪኒቨርስቲ ኮሌጅ ብኣካዉንቲንግ ዲፕሎማን ልዕሊኡን
  • ሙሉእ ናይ ፒችትሪ ኣካዉንቲንግ ሶፍትዌር ክእለትን ሰርትፊኬትን

ተፈላጊ ችሎታ

no data

ስራ ልምድ

  • ሐደ ዓመትን ልዕሊኡን

How to apply

  •            ተወዳደርቲ  አብ   ፈተና ሓሊፈን ቅድሚ ናብ ስራሕ ምእታወን ዋሕስ ከቅርብ አለወን
  •        ምዝገባ ዕለት ካብ 15 /11 /2007 ክስብ 24 /11/ 2007 ዓ/ም
  •       ዘድሊ መረዳእታ ትምህርትን ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን
  •      መመዝገቢ ቦታ ክ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ጎኒ ቡና ባነኪ ኣብ ዝርከብ ናይ መሸጣ ማእከልና
  •      ደመወዝ    ብስምምዕነት