ደስታ የአልኮልና መጠጦች ፋብሪካ ኃ.የተ.የግ.ማ.

መግለጫ

 ፋብሪካ ደስታ ኣልኮልን መስተን ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ብዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡

የትምህርት ደረጃ

8ይን ልዕሊኡን  

ተፈላጊ ችሎታ

8ይን ልዕሊኡን  

ስራ ልምድ

2ተ ዓመት ቀጥታ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ ኮይኑ 3ይ 4ይ ነባር ማንጃ ፍቃድ ደረቅ 2 ዘለዎ/ 1 ልዕሊኡን ዘለዎ፤

How to apply

  • - ኣመልካቲ ኣብ ዝቀርብሉ ግዜ ኦርጂናል ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ናይ ገዛ ካርታ ዋሕስ ከቅርብ ኣለዎ፤
  • - ኣመልከቲ ተታሒዙ ንቀርብ ስራሐ ልምዲ ካብ ዝምልከቶም ናይ እቶት ኣካላት ግብሪ ከፋሊ ምዃንኩም ዝገልፅ ናይ ድጋፍ ደብዳቤ ከቅርብ ኣለዎ፤
  • - ኣመልካቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 7 ተከታታሊ መዓልቲ ዘድሊ መረዳእታ ሒዝኩም ካብ ዕለት 0110/2011 ዓም ክሳብ 08/2011ዓ/ም ምዝገባ ዝካየድ ምዃኑ ነፍልጥ፤
  • - ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-421293

 ፋብሪካ ደስታ ኣልኮልን መስተን ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ብዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡