መግለጫ
ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡
የትምህርት ደረጃ
ብኣካውንቲንግ MA/2ይ ዲግሪ ዘለዋ/ዎ
ተፈላጊ ችሎታ
ብኣካውንቲንግ MA/2ይ ዲግሪ ዘለዋ/ዎ
ስራ ልምድ
ስራሕ ልምዲ ዘለዋ
How to apply
ኣመልከቲ ኦርጂናል ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድኩም ሲቪን ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ናብ ዋና ካምፓስ ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ፐርሰኔል ክፍሊ ብምቅራብ ክትምዝገቡ ትክእሉ
ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 28/09/201ዓ/ም ክሳብ 07/10/201ዓ/ም
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-4165/0914-751301 ምድዋል የከኣል፡