መግለጫ
ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ከየንቲ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ፕሮጀክት ኦፊሰር ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለዝደሊ መዐቅኒእቶም ስራሕ እተማልኡ ክትምዝገቡ ይዕድም።
ተደላይይ ብርኪ ትምህርቲ
ማስተርስ ዲግሪ 7 ዓመት ስራሕ ልምዲ
ንዲግሪ 9 ዓመት
ዓይነት ተደላይ ትምህርቲ
ማናጅመንት ፣ ቋንቋ ተዛማድን
ኢኮኖሚክስ
ኣግባብነት ዘለዎ ልምዲ ስራሕ
ማስተርስ ዲግሪ 5 ዓመት ስራሕ ልምዲ
ንዲግሪ 7 ዓመት
የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply
መዘካኸሪ
-
ናይ ኮምፒተር መሰረታዊ ክእለት ዘለዎ/ዋ
-
ኣባል ማሕበር ዝኾነ/ት ትተባባዕ
-
ሰራሕተኛ ማሕበር ከየንቲ ትግራይ ምስ ኮኑ ቤት ፅሕፈት
-
ኣመልከቲ ኣድልይቲ ዝበሃሉ መረዳእታታት ሒዝኩም ካብ ሰኑይ ዕለት 28/04/2006 ጀሚሩ ንተከታታሊ 7 ናይ ስራሕ መዓልቲ ክትምዝገቡ ንዕድም
-
ኣድራሻና ካብ ኣደባባይ ሓውዜን ናብ ኣደባባይ ዘስላስ ኣብ ዝወስድ መንገዲ።
ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ከየንቲ ትግራይ
መቐለ