ድምፂ ወያነ ትግራይ ኋ/የተ/የግ/ማህበር

መግለጫ

ድምፂ ወያነ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ መደብ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡

የትምህርት ደረጃ

ቪድዮግራፍን፣ ፎቶግራፍን፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣይቲ

ተፈላጊ ችሎታ

ዲፕሎማ/ ደረጃ IV/III

ስራ ልምድ

2/4

How to apply

ነዚ ዘማላእኩም ኣመልከቲ እዚ ምልክታ ዚ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 24/08/2011ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልታት ኩልሻዕ ኣብ ናይ ሰራሕ  ሰዓት ኣብ ፐረሰናል ኦፊሰር ቢሮ ቁፅሪ 406 እናቀረብኩም ትምዝገቡ ትክእሉ