መቐለ ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ

መግለጫ

ንኻልኣይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ንስራሕ ደለይቲ 

መቐለ ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ::

/መደብ               አሰልጣኒ

ተደላይ ክእለት          Hotel management food preparation ዝተመረቐ/ቐት ደረጃ 4ተ /ደረጃ 3ተ / ዝወደአ

የትምህርት ደረጃ

ተፈላጊ ችሎታ

ስራ ልምድ

How to apply

መተሓሳሰቢ

  • መመዝገቢ ቦታ አብ መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ልምዓት ሐይሊ ሰብ

  • አመልከቲ ዘለኩም ናይ ትምህርቲ መረዳእታን ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ አለኩም

  • COC ወሲዱ/ዳ ዝሐለፈት

  • ፈተና ዝዋሃበሉ ዕለት ብምልክታ ይግለፅ