መግለጫ
ሮ ትልምን ፋይናንስን አብ ሽረ እንዳስላሴ ዝርከብ ( local Economic Development (Led) Expert ብቑፃር ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክማልእ ስለዝደሊ ነቲ ረቆሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ ቢሮ ይዕድም::
Work experience : ብኢኮኖሚክስ ቢዝነስ አድሚኒሰትረሽን ስታትስቲክስ ዲቨሎፕመንትን ተመሳሰልትን
ስራሕ ልምዲ : 5 ዓመት
የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply
-
ተወዳደርቲ ዘለዎም መረዳእታ ዋናን ምስ ዘይምለስ ኮፒን CVን ከቅርቡ ይግባእ
-
ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ማለት ምስ ዝተጠቀሰ ስራሕ መደበ ቀጥታ ርክብ ዘለዎን ጥራሕ እዩ
-
ካብ መንግስታዊ ቤት ዕዩ ወፃኢ ዝርከብ ስራሕ ግብሪ ዝተኸፈለሉ ምኮኑ ካብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት መረዳእታ እንትቕርብ ጥራሕ እዩ
-
ነቲ ረቆሓ ዘየማልኡ ኣይተአናገድን
-
ካብ መንግስታዊ ቤት ዕዩ ወፃኢ ዝርከብ ስራሕ ልምዲ ስራሕ ግብሪ ዝተከፈለሉ ምኮኑ መረዳእታ ክቕርብ አለዎ
-
ብድስፕሊን ዝተቐፀዐ ይርጋ ዘመኑ ዘይኣኸለ አይወዳደርን
-
ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 29/12/2006 ዓ/ም 6/1/2007 ዓ/ም አብ ቢሮ ቑ1- 12 ኣብ ስራሕ ሰዓት
-
ፈተና ዕለት ብዉሽጢ ምልክታ ይግለፅ