መግለጫ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ር/ምም/ር ክልል ትግራይ ቐፂሉ ኣብ ዝርከብ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብቑፃር ወይ ብዝዉዉር ክምድብ ይደሊ::
ተደላይ ክእለት
-
ብኣካዉንቲንግ ዝትመረቀ/ት
-
ቀዳማይ ድግሪ በቲ ዝተጠቀሰ ሙያ 7 ዓመት ልምዲ ስራሕን ናይ ኮምተር ክእለት ዘለዎ/ዋ
-
ካልኣይ ዲግሪ በቲ ዝተጠቀሰ ሙያ 5 ዓመት ልምዲ ስራሕን ናይ ኮምተር ክእለት ዘለዎ/ዋ
የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply
-
ዘለዎ/ዋ
-
ናይ ምዝገባ ጊዜ ካብ 28/12’06 ዓ’ም ክሳብ 04/13/2006ዓ/ም
-
ፈተና ዝዋሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ
-
ተወዳደርቲ ዘለኩም መረዳእታ ትምህርቲ ይኹን ልምዲ ስራሕ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ብምሓዝ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 309 ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትምዝገቡ ትኽእሉ ም¤ንኩም ነተሓሳስብ