የትግራይ ክልል ውሃ ሃብት ቢሮ

መግለጫ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ብበጀት ዓመት 2006 ዓ/ም ኣብ ዘለዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩ ብቐዋሚነት ክቖፅር ወይ ኣብ ተመሳሳሊ ብርኪ ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ብዝውውር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደብ ኣብ ዝስዕቡ ቅጥዒ ዝተቐመጡ መመዘኒ ረቋሓ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም። ኣግባብ ዘለዎ ተደላይ ትምህርቲ ብኣካውንቲንግ፣ቢዝነስ ኢዱኬሽን ፣ ባንኪንግ፣ ኢንሹራንስ፣ ኮኦፕረቲቭ ኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት ዝተመረቀ/ት ኮይኑ/ና ን1ይ ዲግሪ 0 ዓመት

የትምህርት ደረጃ

ተፈላጊ ችሎታ

ስራ ልምድ

How to apply

መተሐሳሰቢ መመዝገቢ ዕለት ካብ 07-14/09/2006 ዓ/ም መመዝገቢ ቦታ ቢሮ ቁፅሪ 01 CVን ናይ ስራሕ መሕተቲ መመልከቻ /Application Form/ብምሓዝ ክትምዝገቡ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጅናልን ምስ ዘይ ምልስ ፎቶ ኮፒ ይጠቅም እትብልዎ ደኩመንት ብምሓዝ ክትምዝገቡ ከም ዝከኣል ነተሓሳስብ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት18/09/2006 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 እዋን ቁፃር ን3 ውርሒ ኮይኑ ከምኣድላይነቱ ዝሕደስ