መግለጫ
ሆስፒታል መቐለ ፀሓፊት ብቐዋሚነት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ሮቋሒታት እተማሊኡ/ላ ንክትወዳደርይ ዕድም።
ተደላይ ክእለት
መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መሰረት ሞያ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሙያን 10+3 ብዲፕሎማ ዝተመረቐት መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ሳይንስ ፣ ብሴክሬታርያል ኦፊሰር ማናጅመንት ኣይቲ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ኮሌጅ ብዲግሪ ዝተመረቐት መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ኣይንስ ብሴክሬታሪያል ኢፊሰር ማናጅመንት
ስራሕ ልምዲ
መስመር ሙያ ብዝሓቶ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ
መስመር ሙያ ብዝሓቶ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ
የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply
መተሓሳሰቢ
- ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 21-30/08/06 ዓ/ም
- ሲኦሲ ዝሓለፍኩም ውጽኢት ከምፅእ ዝኽእሉ
- ናይ ምዝገባ ኣብ መቐለ ሆስፒታል ደ/ከ/ሰ/ኣ/ሰ/ሓ/ሰብ ኣብ ስራሕ ሰዓት
- ተወዳደርቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጂናልን ኮፒን ክላሰር ከቕርብ ዝክእል