መግለጫ
ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም
ትምህርቲ ደረጃ
ቀዳማይ ዲግሪ ልዕሊኡን
ብኣካውንቲንግ፣ ብማናጅመንት፣ ብኢኮኖሚክስ፣ ብፐብሊክ ፕሮክሩመንት፣ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ብቢዝነስ ኢዲኬሽን፣ ብኮኦፖረቲቭ
ቀደማ ዲግሪ 6+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
ካልኣይ ዲግሪ 4+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዎ
የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply
መተሓሳሰቢ
-
CVን ናይ ስራሕ መሕተቲ መመልከቻ /Application Form/ብምሓዝ ክትምዝገቡ
-
ናይ ምዝገባ ቦታ ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትገራይ ደ/ከይዲ ስራሕ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 5
-
ናይ ምዝገባ እዋን ካብ 20/08/2006 ክሳብ 24/08/2006 ዓ/ም ሰዓት
-
መረጋገፂ ብቕዓት ከቕርብ ዝግበኣኩም ዘድሊ መረዳእታ ብኝሓዝ ክትምዝገቡ
-
ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጅናልን ምስ ዘይ ምልስ ፎቶ ኮፒ ይጠቅም እትብልዎ ደኩመንት ብምሓዝ ክትምዝገቡ ከም ዝከኣል ነተሓሳስብ
-
ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ካብ 28/06/2006 ዓ/ም ክወሃብ እዩ