መግለጫ
ኦጀንሲ መራከቢ ሓፋሸ ተግራይ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ሰራሕ ረቋሒዘማልኡ ሰራሕተኛታት ካብ ደገ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ።
ተደላይ ክእለትን ዓይነት ትምህርቲ
ብሴክሬታተሪ፣ MIS፣ IT፣ ኮምፒተር ሳይንስ ዝተመረቀ/ት ኮይኑ/ና
-
12 ክፍሊ ዘወደኣ ወይም ብሓዱሽ ፖሊሲ ትምህርቲ 10ይ ክፍሊ ዝወደኣ/ት 10 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ
-
ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሞያን 10+1 ዝተመረቀ/ት 8 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ
-
ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሞያን 10+2 ዝተመረቀ/ት 6 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ
-
ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሞያን 10+3 ዝተመረቀ/ት ወይም በዲፕሎማ ዝተመረቀ/ት 4 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ሲኦሲ ዝሓለፈ/ት
የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply
መተሓሳሰቢ
-
መመዝገቢ ቦታ ኣብ መራኸቢ ሓዱሽ ትገራይ ደ/ከ/ስ/ኦ/ሰ/ሰብ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 103
-
ኣድለይቲ ዝበሃሉ መረዳእታታት ዋንኡ ምስ ዘይምለስ ኮፒ ክቐርብ ይግባእ
-
ምዝገባ ዝካየደሉ ክሳብ 09/08/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ መዓልቲ
-
ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 14/08/2006 ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 3፡00