የትግራይ ሴቶችና ጉዳይ ቢሮ

መግለጫ

ኣብ ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዩ ክልል ትግራይ ኣብ ዳይሬክቶሬት ትልሚ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ብደገ ቁፃር አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

ቀደማይ ዲግሪ/ ማሰተርÂ

ተፈላጊ ችሎታ

ኢኮነሚክስ : ማናጅመንት : ቢዝነስ ማናጅመንት: ጂኦግራፊ: ሕ/ሳይንስ ሕርሻ: ኢኮነሚክስ: ስታስቲክስ: ሪጅናል ፕላኒንግ: ሶሶሎጂ : ኢዱከሹናል ፕላኒግ :ኣግሪካልቸራል ኤክስተንሽን : ኦርባን ፕላኒንግ: ፖሊቲካል ሳይንስ : ኢንተርናሽናል ሪለሽን : እፅዋት ሳይንስ: ልምዓት ዝራእትን ሐለዋን : ዲቭሎፕመንት ስተዲ

ስራ ልምድ

ቀደማይ ዲግሪ 6 ዓመት / ማሰተር 4 ዓመትÂ

How to apply

  • መመዝገቢ ቦታ ኣብ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 222
  • ስራሕ ልምዲ ብናይ JEG መሰረት 100% ቀጥታ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ
  • ንዝምልከቶ ዝሐለፈ ምካኑ/ና ከቅርብ አለዎ
  • ፈተና ዝዉሃበሉ ዕለት ኣብ ቐፃሊ ነፍልጥ