መግለጫ
ኣብ ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዩ ክልል ትግራይ ኣብ ዳይሬክቶሬት ትልሚ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ብደገ ቁፃር አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
የትምህርት ደረጃ
ቀደማይ ዲግሪ/ ማሰተርÂ
ተፈላጊ ችሎታ
ኢኮነሚክስ : ማናጅመንት : ቢዝነስ ማናጅመንት: ጂኦግራፊ: ሕ/ሳይንስ ሕርሻ: ኢኮነሚክስ: ስታስቲክስ: ሪጅናል ፕላኒንግ: ሶሶሎጂ : ኢዱከሹናል ፕላኒግ :ኣግሪካልቸራል ኤክስተንሽን : ኦርባን ፕላኒንግ: ፖሊቲካል ሳይንስ : ኢንተርናሽናል ሪለሽን : እፅዋት ሳይንስ: ልምዓት ዝራእትን ሐለዋን : ዲቭሎፕመንት ስተዲ
ስራ ልምድ
ቀደማይ ዲግሪ 6 ዓመት / ማሰተር 4 ዓመትÂ
How to apply
- መመዝገቢ ቦታ ኣብ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 222
- ስራሕ ልምዲ ብናይ JEG መሰረት 100% ቀጥታ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ
- ንዝምልከቶ ዝሐለፈ ምካኑ/ና ከቅርብ አለዎ
- ፈተና ዝዉሃበሉ ዕለት ኣብ ቐፃሊ ነፍልጥ