የትግራይ ክልል ሰራሕተኛና ማሕበራዊ ጉዳይ ቢሮ

መግለጫ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሐኛታት አወዳዲሩ ብዝዉዉርን ክቆፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

ዲፕሎማ

ተፈላጊ ችሎታ

ኣካዉንቲንግ: ቢዝነስ 10 +3

ስራ ልምድ

ቀጥታ ስራሕ ልምዲ 4ተ ዓመት

How to apply

  • ናይ ምዝጋበ እዋን 16/1/2010 ዓም ክሳብ 25/1/2010 አብ ስራሕ ሰዓት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒ መረደእታን ከቅርብ ዝክእል ደኩመንት ሒዝኩም ኣብ ቢሮ ሰማሕበራዊ ጉዳይ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 263 ንክምዝገቡ ነተሓሳስብ ፈተና ዝዉሃበሉ እዋን ብምልክታ ዝግለፅ ምካኑ ነተሓሳስብÂ