የትግራይ ክልል ሴቶች ማህበር

መግለጫ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ኣብ ወረዳ እምባ ኣላጀ ማሕበረ ኢኮኖሚያዊ ተሳታፊነትን ተጠቃሚነትን ደቂ ኣንስተዩ ንምዕባይ ዝዓመመ ስራሕቲ ንምስራሕ ቀፂሉ ንዝተሐበረ ናይ ስራሕ መደብ ብኮንትራክት ቆፂሩ ከተስርሕ ትደሊ

የትምህርት ደረጃ

ቀዳማይ ዲግሪÂ

ተፈላጊ ችሎታ

ብሶሲዩሎጂ: ኢኮኖሚክስ :ጥዕና ሳይንስ :ሕርሻ

ስራ ልምድ

ናይ 2 ዓመት ልምዲ ዘለዎ

How to apply

  • ናይ ምዝገባ ቦታ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስተዩ ትግራይ ክፍሊ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ቁፅሪ 01
  • መመልከቲ ዘድልዩ መረዳእታ ብርኪ ትምህርቲ ስራሕ ልምዲን ካልኦትን ይጠቅሙ እትብልኦም መረዳታት ዋናን ፎቶ ኮፒን ኣብ እዋን ምዝገባ ንክተቅርባ እናሐበርና ፈተና ዝዉሃበሉ እዋን ንቅድሚት ከምነፍልጥ ንሕብር