መተከልና ኢንዱስትሪ ኣማ

መግለጫ

መትካልና ኢንዱስትሪ ማሕበር ኣክስዩን አብ ወረዳ ሳፃ እምባ ዝስርሕ ዕሽግ ማይ ፋብሪካ ንምስራሕ ኣብ ምድላዉ ኮይኑ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ስራሕ መዳባት ሰራሐተኛታት ክቆፅር የደሊ

የትምህርት ደረጃ

10+3ን ልዕሊኡንÂ / BA ዲግሪ

ተፈላጊ ችሎታ

  • ኣካዉንቲንግ
  • መሰረታዊ ናይ ኮምፒዩተር ክእለት ዘለዎ/ዋ
  • ፒስትሪ ኣካዉንቲንግ ክእለት ዘለዎ/ዋ

ስራ ልምድ

3ተ ዓመትን ልዕሊኡንÂ

How to apply

  • ምዝገባ ዝካየደሉ ዕለት ካብ 23/12/2009 ክሳብ 30/12/2009 ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ኮይኑ ዘይምለስ ናይ ትቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድን ምስ ዋንኡን ብምሓዝ ምምዝጋብ ይክእሉ
  • ፈተና ዝዉሃበሉ ሰዓትን ቦታን ብምልክታ ብስልክን ይግለፅ
  • ንደቂ ኣንስትዩ ነበረታትዕ ኢና
  • ናይ ምዝገባ ቦታ መቐለ ሚላኖ ሆቴል ቤት ፅሕፈት መትካል ኢንዱስትሪ ኣክስዩን
  • ስልኪ ቁፅሪ 0945065712/ 0914313701Â