ሸባ ሌዘር ኢድዱስትሪ ኋላ/የተወ/የግ/ማህበር

መግለጫ

ሸባ ሌዘር ኢንዱስትሪ ሓ.ዝዉ.ማህበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተሐበረ ስራሕ መደብ ዘማልእ ረቆሒ ተወዳደርቲ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

ዲግሪ/ዲፕሎማÂ

ተፈላጊ ችሎታ

Marketing ManagementÂ

ስራ ልምድ

0 ዓመት ዲግሪ / 2ዓመት ስራሕ ልምዲ ብዲፕሎማ ዝሰርሐ

How to apply

  • ካብዚ ንላዕሊ ዝተጠቀሰ ረቆሒ ዘማላእኩም ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ እዚ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ን5ተ ተከታታሊ መዓልቲታት ናይ ትምህርትን ካልኦት መረዳእታን ዋናን ፎቶ ኮፒን ሒዝኩም መፂእኩም ክትምዝገቡ ንገልፅ
  • መመዝገቢ ቦታ ሓዉዝየን አደባባይ ትሕቲ ሞዴል ፋርማሲ ሻባ ሌዘር አንዱስትሪ ጫማ መሸጢ