የትግራይ ክልል እቅድና ፋይናንስን ቢሮ

መግለጫ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ ኣከሰልምዓታዊ ትልሚ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ብናይ ደገ ዝዉዉርን ቁፃርን ከመልእ ይደሊ በዙይ መሰረት ዝወፀ መመዘኒ ሮቆሒታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ብምልክታ ንዕድም

የትምህርት ደረጃ

ዲፕሎማ Â

Level 4Â

ተፈላጊ ችሎታ

ሴክሬተርያል ሳይንስ ኤንድ ኦፊስ ማናጅመንት : ኮምፒተር ሳይንስ ኢንፎርማሽን ቴክኖሎጂ/ IT/Â : ኢንፎርማሽን ቴክኖሎጂ ኣሲስታንስ /ITA/ : ኣድሚንስትርሬቲቭ ኦፊስን ሴክሬተርያል ቴክኖሎጂ /AOST/

ስራ ልምድ

ዲፕሎማÂ 2 ዓመት

Level 4 0 ዓመት

How to apply

  • ኣግባብነት ዘለዎ ትምህርትን ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ማለት ምስቲ ስራሕÂ መደብ ቀጥታ ርክብ ዘለዎ
  • እዙይ ምልክታ ዕለት ካብ 21/9/ 2009 ዓም ክሳብ 3/10/ 2009 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት
  • COC ዝምልከተኩም መረዳእታ ከተቅርቡ ይግብእ
  • ናይ መመዝገቢ ቦታ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 1-12
  • ፈተና ዝዉሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ