መግለጫ
ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሐቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
የትምህርት ደረጃ
ቐደማይ ዲግሪ
ተፈላጊ ችሎታ
- Special needs Education , Psychology , Sociology , Social workÂ
- ናይ Computer Application ክእለት ዝለዎ/ዋ
- ናይ ሞተር ሳይክል መንጃ ፈቓድ ዘለዎ ወይ ከዓ ምስተቆፀረ ከዉፅእ ዝክእል
ስራ ልምድ
2 ዓመት ብማሕበራዊ ስራሕ (Social work) ወይ ከዓ ኣብ ጉድኣት ኣካል ህፃናት ኣረጋዊያን ዝሰርሐትÂ
How to apply
-
ዓይነት ቁፃር : ኩንትራት ን 6 ወርሒ አፈፃፅማ ተራእዩ ዝነዋሕ እዩ
- ናይ ምዝገባ ዕለት 7 /9 /2009 ዓም እስካብ 15/9/2009 ዓም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን መረዳእታ ሒዝኩም ኣብ ቢሮ ሰ/ማ/ጉዳይÂ ደ/ከ/ስ/ኣ/ስራሕ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 261 ንክትምዝገቡ ነተሓሳስብ
- ፈተና ዝዉሃበሉ ዕለት ብምልክታ እነፍልጠኩም ምካንና ንሕብር
- ስልኪ ቁፅሪ 0344418065