ካዛ ካፒታል እቃዎች ፋይናንስ ንግድ ስራ ኣክስዩን ማህበር

መግለጫ

ካዛ ካፒታል አቁሑት ፈይናንስ ኣክስዮን ማሕበር ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

ብማይ ቴክኖሎጂ ወይ ተመሳሳሊ ሞያ ዝተመረቀ /ት 2ይ ዲግሪ /1ይ ዲግሪ

ተፈላጊ ችሎታ

ብማይ ቴክኖሎጂ ወይ ተመሳሳሊ ሞያ ዝተመረቀ /ት 2ይ ዲግሪ /1ይ ዲግሪ

ስራ ልምድ

2ይ ዲግሪ 4ተ ዓመት ኮይኑ በቲ ሞያ ዝሰረሐ/ት

1ይ ዲግሪ 6ተ ዓመት ኮይኑ በቲ ሞያ ዝሰረሐ/ት

How to apply

መረዳእታ ትምህርትን ስራሕን ኦርጅናል ፎቶኮፒን ከምኡዉን መለለዮ ካርዲ ካልኦት ዘድለዮ መረዳእታ ብምሓዝ ኣብ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ 3ይ ፎቅ ክትምዝገቡ ትክእሉ