መግለጫ
ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትገራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ኪኢላ ዓቅሚ ምዕባይ ውዳበታት ማሕበረሰብ
ዓይነት ትምህርቲ
- ሶሾሎጂ
- ባዮሎጂ
- ኮኦፖሬቲቬ
- ኣካውንቲንንግ
- ኢኮኖሚክስ
ተደላይይ ክእለት
- መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ሙያ ቐዳማይ ዲግሪ 9+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ሰራሕ ልመዲ
- መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ሙያ ካልኣይ ዲግሪ (ማስተር) 7+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ሰራሕ ልምዲ በቲ ሙያ ዝሰርሐ ምስ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ክፋል ሕብረተሰብ ማላት ጎደና ሓደር፣ ሸይጠን ዝምሓደራ፣ ዘክታማት፣ ኣከላ ጉድኣት፣ ኣረጋውያን፣ ህፃናት ዝሰርሐ/ት
- ተወሳኪ ፅቡቅ ስነ-ምግባር ዘለዎ/ዋ
- ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ
- ንለውጢ ዝተልዓለ ዝኾነ
የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply
መተሓሳሰቢ
ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 07/05/2006 ዓ/ም ክሳበ 19/05/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኦርጂናልን ፎቶ ኮፒን መረዳእታ ሒዝኩም ኣብ ቢሮ ሰ/ማ/ጉዳይ ደ/ከ/ስራሕ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 216 ንክትምዝገቡ/ባ ነተሓሳስብና ድሕሪ ታሕሳስ 2000 ዓ/ም ትምህርቲ ጀሚሩ ዝተመረቀ ቅድም ክብል ብዲፕሎማ ዝተምሃሮ /ሲ.ኦ.ሲ/ መረጋገፂ ከቅርብ ዝኽእል ኦርጂናል ምስ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ኣለዎ።