መግለጫ
ተደላይይ ኽእለት
ትምህርቲ ደረጃ
- ብስርቲፊኬት (10+2)
- ብዲፕሎማ
- ላዕለዋይ ዲፕሎማ
ስራሕ ልምዲ
- 9 ዓመት ስ/ልመዲ
- 7 ዓመት ስ/ልመዲ
- 5 ዓመት ስ/ልመዲ
የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply
መተሐሳሰቢ፤
ነቲ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መመዘኒ ረቛሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ እናዓደምና
-
ተወዳደርቲ ዘለዎም ትምህርቲ መረዳእታ ዋናን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከቅርቡ ይግባእ ብተወሳኪ ብቅዓት መረጋገፂ ሲኦሲ ዝምልከተኩም ክተቕርቡ ንሓትት
-
ተወዳደርቲ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ክእለት ቀጥታን ተዘዋዋርን ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልመዲ
-
ናይ ምዝገባ ቦታ ቢሮ ት/ፋይናንስ ቁፅሪ 1-12
-
ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 02/07/2006 ክሳብ 10/07/2006
-
ፈተና ዝወሃበሉ ብምልክታ ክልጠፍ እዩ።