የትግራይ ወጣቶች ማህበር

መግለጫ

ማሕበር መናእሰይ ትግራይ USAID EEP project ዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብmonitoring and evaluation  አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

Â

የትምህርት ደረጃ

ቀዳማይ ዲግሪ

Economics, agricultural economics, project management environment

ተፈላጊ ችሎታ

ቀዳማይ ዲግሪ

Economics, agricultural economics, project management environment

ስራ ልምድ

ብ M & E ኣግባብ ዘለዎ 4ተ ዓመት ኣብ USAID ዝሰረሐ ይምረፅ

How to apply

ዕድመ መንእሰይ ዝኮነ

መመዝገቢ ቦታ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር መናእሰይ ትግራይ

ካብ ጥሪ 04 ክሳብ 12 2009 ዓም

ናይ ትምህርቲ ስራሕ ልምድን መረዳእታ ኦርጅናልን ኮፒን ብምሓዝ ምቅራብ የድሊ

ስቁ 0914003570