አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ኋላ/የተወ/የግ/ማህበር

መግለጫ

ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ኣማሕበር ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

Â

የትምህርት ደረጃ

ቀዳማይ ዲግሪ ብ ሕጊ

ተፈላጊ ችሎታ

ቀዳማይ ዲግሪ ብ ሕጊ

ስራ ልምድ

3 ዓመትን ልዕሊኡን

How to apply

ምዝገባ ዕለት ከካብ 04/ 01 /2017 አፈ ክሰሳብ 10 /01/ 2017 አፈ

መመዝገቢ ቦታ ዋና ቤት ፅሕፈት ህንፃ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ 3ይ ደብሪ