ቃላሚኖ ልዩ ሁለታኛ ደረጃ ት/ቤት

መግለጫ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሐተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

ዲግሪ ብአይቲ ብሴክረተሪያል ሳይንስ

ተፈላጊ ችሎታ

ብአተሓዛ መረዳእታ ተምሃሮ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ

ስራ ልምድ

ስራሕ ልምዲ ዘለዎ

How to apply

ናይ ምዝገባ ግዘ ካብ ዕለት 24 04 2009 ዓም ክሳብ 27 04 2009 ዓም ሰዓት 600 ዘይምለሰ ናይ ስራሕን ትምህርትን መረዳእታ ምስ ኦርጅናል ብምሓዝ ኣብ ቃላሚኖ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቢሮ ቁፅሪ 15 ብምምፃእ ክትምዝገቡ ትክእሉ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0938883229