ድምፂ ወያነ ትግራይ ኋ/የተ/የግ/ማህበር

መግለጫ

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሪፖርተር ክቆፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

ኮሌጅ ዲፕሎማ ወይ ደረጃ III ኮሌጅ ዲፕሎማ ወይ ደረጃ II

ቢኤ ዲግሪ

ጋዜጠኝነት ወይ ብስነ ፅሑፉን ቋንቋን ዝተመረቀ

ተፈላጊ ችሎታ

ኮሌጅ ዲፕሎማ ወይ ደረጃ III ኮሌጅ ዲፕሎማ ወይ ደረጃ II

ቢኤ ዲግሪ

ጋዜጠኝነት ወይ ብስነ ፅሑፉን ቋንቋን ዝተመረቀ

ስራ ልምድ

ኮሌጅ ዲፕሎማ ወይ ደረጃ III ኮሌጅ ዲፕሎማ ወይ ደረጃ II 4 ዓመት

ቢኤ ዲግሪ 0 ዓመት

Â

How to apply

ነዚ ዘማላእኩም አመልከቲ እዚ ምልክታ ዚ ካብ ዝወፅአሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልትታት ኦርጅናል መረዳእታ ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ኩሉሻዕ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ፐርሶኔል ኦፊሰር ቢሮ ቁፅሪ 406 እናቀረብኩም ክትምዝገቡ ትክእሉ