መርሲፉል ፓራዳይዝ ኣካዳሚ

መግለጫ

መርሲፉል ፓራዳይዝ አካዳሚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ መደብ ስራሕ አወዳዲሩ ብቀሚነት ክቆፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

ብምምሕዳር ትምህርት ዝተመረቀ/BA ዲግሪ /MA ዲግሪ /PHD

ተፈላጊ ችሎታ

ብምምሕዳር ትምህርት ዝተመረቀ/BA ዲግሪ /MA ዲግሪ /PHD

ስራ ልምድ

BA ዲግሪ 12

MA ዲግሪ 6

PHD 2

How to apply

ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ ረቀሕታት እተማልኡ አመልከቲ ዘይምለሰ ፎቶ ኮፒ መረዳእት ትምህርትኩም ስራሕኩምን መለለዩ ካርድኩምን ብምሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10ተ ተከታተልቲ ናይ ስራሽ መዓልቲ ኣብ ቢሮ ምምሕዳር መፓአ(ቤት ትምህርቲ ) አናቀረብኩም ንክትምዝገቡ

አድራሻ ድሕሪ ምምሕዳር ክልል ትግርይ (ጥቃ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሸ ትግራይ)

0344411301 /0344418565