መግለጫ
ትግራይ ኩ/ ዕደጋ ፌዴሬሽን ሓላ/ዝተ/ሕ/ስ/ማሕበር ኣብ ታሕቲ ንዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ሰራሕተኛ አወደደሩ ክቆፅር ይደሊÂ
የትምህርት ደረጃ
BA
ተፈላጊ ችሎታ
AccountingÂ
ስራ ልምድ
2ተ ዓመት ርክብ ዘለዎ
How to apply
- 250 ትራንስፖርት አለዎ
- መመልከቲ ዘለኩም መረዳእታ ስራሕ ልምድን ትምህርቲ ደረጃ ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ምቅራብ
- ካብ ዕለት 21/11/08 – 26/11/08 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ንክትምዝገቡ እናደሓበርና
- መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቀበሌ 11 ጥቃ ሰምሃል ክሊኒክ ኣብ እንደርታ ዩኔን ህንፃ ካልኣይ ደብሪ
- ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344410869 ወይ 0344410830 ምሕታት ይከኣል