መግለጫ
ንኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ካብዚ ንታሕቲ ዝወፀአ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብቋሚነት አወዳዲሩ ብናይ ደገ ዝዉዉር ወይከዓ ቁፃር ክቆፅር ይደሊ
የትምህርት ደረጃ
1ይ ዲግሪÂ
ተፈላጊ ችሎታ
- ብኣካዉንቲንግ : ብባንኪ ኢንሹራንስ: ቢዝነስ ኢዲኬሽን: ኮኦፕሬቲቭ ወይ ተመሳሳሊÂ
- ብቁዕ ናይ ፋይናንስ ምምሕዳር ክእልትን ፍልጠትን ዘለዎ/ዋ
- ናይ መንግስቲ ፋይናንስ ምምሕዳር ስራሕ ዝፈልጥን ዝክእልን
- መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለትዘለዎ/ዋ
- ብቁዕ ናይ ኮሚኒከሽን ክእለት ዝለዋ/ዎ ብስነምግበሩ መርአያ ዝኮነÂ
ስራ ልምድ
6ተ ዓመት
How to apply
- ዋና Original ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ምስዘይምለስ ፎቶ ኮፒ CVን
- ምዝገባ ዕለት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ 12/11/2008 ክሳብ 18/11/2008 ዓ/ም ንተከታታሊ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ተወልደ ምዕባለ ሓይሊ ሰብ ተረኪብኩም ምምዝጋብ ከምትክእሉ እናሐበርና ናይ ፈተና ዕለት ብምልክታ ወይ ብስልኪ ነፍልጠኩም ምካና ነተሓሳስብ
- ኣድራሻና ኣብ ቅድሚ ሄራን ሆቴል ጥቃ እንዳጋብር ቤቴክርስትያን
- ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034 441 87 83 ምሕታት ይከኣል