የትግራይ ልምዓት ማሕበር

መግለጫ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ንደለይቲ አወዳዲራ ክትቆፅር ትደሊ ካብዚ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም

የትምህርት ደረጃ

ብአካዉንቲንግ ,ማናጅመንትን ,ተዛመድትን ዲግሪን ልዕሊኡን

ተፈላጊ ችሎታ

ምስክር ወረቀት ፒችትሪ አካዉንቲንግ

መሰረታዊ ክእለት ኮምፒተርን ዘለዎ

ስራ ልምድ

ዲግሪ 4 ዓመት

ማስተርስ 2 ዓመት ኣካዉንታንት ኮይኑ ዝሰረሐ

How to apply

ረቀሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምዲ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ሲቪን ብምትሓዝ ኣብ ዋና ቤት ጽሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 420 ምምዝጋብ ትክእሉ

ምዝገባ ዕለት 01/ 11/ 2008 ዓም ክሳብ 14/ 11 /2008 ዓም ኣብ ስራሕ እዋን

ስቁ 0344 40 99 23