መግለጫ
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ንዘለውዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩ ብቐዋሚ ክቖፅር ይደሊ። መሃያ ዘለዎም ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስተ ብዝውውር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደባት ረቋሓታት ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይ”ደመ።
- ብማናጅመንት ፣ ብኢኮኖሚክስ፣ ብፐርቸዚንግ ማናጅመንት፣ ብቢዝነስ ማናጅመንት 1ይ ዲግሪ ናይ 6 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ
ወይም
- ብማናጅመንት ፣ ብኢኮኖሚክስ፣ ብፐርቸዚንግ ማናጅመንት፣ ብቢዝነስ ማናጅመንት 2ይ ዲግሪ ናይ 4 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ
- ናይ ኮምፒተር ክእለት ሰርቲፊኬት ዘለዎ