እንደርታ አጠቃላይ ህ/ስ/ማ ዩኒየን

መግለጫ

እንደርታ ኩለመዳይ ሕብረት ስራሕ ማሕበር የኒየን ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰብ ሞያ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

ብማተርያል ማናጅመንት, ብፐርቼዚንግ ማኔጅመንት, ብሴልስ ማኔጅመንት ሞያን ቴክኒክን ቤት ትምህርቲ / ኮሌጅ ዲፕሎማ ዘለዎ|ዋ/

ተፈላጊ ችሎታ

ብማተርያል ማናጅመንት, ብፐርቼዚንግ ማኔጅመንት, ብሴልስ ማኔጅመንት ሞያን ቴክኒክን ቤት ትምህርቲ / ኮሌጅ ዲፕሎማ ዘለዎ|ዋ/

ስራ ልምድ

2 ዓመት ንዲፕሎማ

4 ዓመት ን 10ይ ክፍልታት

How to apply

ዋሕስ ምቅራብ ዝከእል

ዘድሊ ብርኪ ትምህርቲ ኣብ ዝተዳለወ ወይ ዓይነት ትምህርቲ ልምዲ ስራሕ ሲቪ ክእለት ኮምፒተር ዝገልፅ መረዳእታ ኦርጂናል ዘይምለሰ ፎቶ ኮፒ ካልኦት አድለይቲ እትብልዎም መረዳእታ ሒዝኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 07 /10 /2008 ክሳብ 11/ 10/2008 ዓም ኣብ ከተማ መቐለ ቀዳማይ ወያነ ጣብያ ሰላም ጥቃ ሰምሃል ክሊኒክ ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት እንደርታ ኩለመዳይ ሕ /ስ /ማ ዩኒየን ሓለፍነቱ ዝተወሰነ አብ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ምምዝጋብ ይከኣል

ንተወሳኪ ሓበሬታ

0913211281 ወይ 0348990267