ድምፂ ወያነ ትግራይ ኋ/የተ/የግ/ማህበር

መግለጫ

ድምፂ ወያነ ትግራይ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ዝወፀ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ Â Â Â

የትምህርት ደረጃ

ብሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ 10 ብናይ ቀደም ስርዓተ ትምህርቲ 12Â Â

ተፈላጊ ችሎታ

ስልጠና ሰርተፊኬት ዘለዎÂ

ስራ ልምድ

0 ዓመት

How to apply

ነዚ ዘመላእኹም አመልከቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5ተ (ሓሙሽተ) ናይ ስራሕ መዓልቲታት ኦርጅናል መረዳእታ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ኹሉ ሸዓ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብB ፐርሶኔል ኦፊሰር ቢሮ ቁፅሪ 406 እናቐረብኩም ክትምዝገቡ ትክእሉ ምካንኹም ንገልፅÂ