መርሲፉል ፓራዳይዝ ኣካዳሚ

መግለጫ

መርሲፊል ፓራዲዝ አካዳሚ ሙለእ 1ይ ን 2ይ ደረጃን መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ ከብዘ ንታሕቲ ዝተገለፀ መደብ ስራሕ አወዳዲሩ ብቆሚነት ክቆፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

ዲፕሎማÂ

ተፈላጊ ችሎታ

መምህርÂ

ስራ ልምድ

1 ዓመትን ልዕሊኡንÂ

How to apply

ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ ረቋሒታት ዝተማልኡ አመልከቲ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሙሉእ መረደእታ ትምህርቲኹም: CV:መረዳእታ ልመዲ ስራሕኩምን መለለይ ካርድኩምን ብምድሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5ተ ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልትታት ቤት ትምህርትና እናቐረብኩም ንከተመልክቱ ነተሓሳስብ

አድራሻ : ድሕሪ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጥቃ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ

0344 411301 / 0344 418565 / 0344 419818