መግለጫ
ማእከል ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ዝተዘርዘሩ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ንቐወምቲ ሰራሕተኛታት ካብ ደገ ተወዳደረቲ አወዳዲሩ ሰራሕተኛ ክቆፅር ይደሊ
የትምህርት ደረጃ
MA/BA
ተፈላጊ ችሎታ
ብሞያ ላይብረሪ Â ሳይንስ/ Â ብኢንፎርመሽን ሳይንስ/ ብኢንፎርመሽን ማናጅመንት ሲሰተም
ንኩሎም መትከላት ስነ ምግባር ተገዛኢ ዝኾነ/ት
ብጉጅለ ስራሕ ዝኣምን
ናይ መተሓባበሪ ኮይኑ ዝሰረሕ/ት
ስራ ልምድ
ካልኣይ ዲግሪ 2 ዓመት ቀጥት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ
ንቐዳማይ ዲግሪ 4 ዓመት ቀጥት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ
How to apply
- መረዳእታ ትምህርትን ልምዲ ስራሕ ምስ ዋንኡ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ
- ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 01/09/2008 ዓ/ም ክሳብ 08/09/2008 ዓ/ም (ቐዳማ ፍርቂ መዓልቲ ምዝገበ አሎ)
- ፈተና ዝዋሃበሉ እዋን ንቅድሚት ዝግለፅ ኮይኑ ፈተና 100% ይታሓዝ
- ፈተና ትሐቲ 50% ዘምፀእ ተወዳደሪ ኣይሓልፍን
- COC ዝምልከተኩም መረጋገፂ ብቅዓት ከቅርቡ ዝክእሉ
- ስራሕ ቦታ ንኩሎም ስራሕ መቐለ ሓወልቲ ሰማእታት
- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342400058 ይደዉሉ