መግለጫ
ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ አ/ክ/ስ /መንግስታዊ ፋይናንስ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብናደገ ቁፃርን ብናይ ደገ ዝዉዉርን ብዙይ መሰረት ነቲ ዝወፀ መመዘኒ ሮቅሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ በዙይ ምልክታ ይዕድምÂ
የትምህርት ደረጃ
- ቀደማይ ዲግሪ
ተፈላጊ ችሎታ
- ብኣከዉንቲንግ
- ኣካዉንቲንግ ፋይናንስ
- ፋይናንሻል ማናጅመንት
- ማናጅመንት
- ፐብሊክ ፋይናንስ
Â
ስራ ልምድ
ንዲግሪ 7 ዓመት
How to apply
ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ መመዘኒ ሮቕሓታት እተማልኡ ክትምዝገቡ እናዓደምና
- ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ማለት ምስቲ ስራሕ መደብ ቀጥታ ርክብ ዘለዎ ማለት እዩ
- ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 14/8/2008 ዓ/ም ክሳብ 20/08/2008 ዓ/ም አብ ስራሕ ሰዓት
- COC ዝምከተኩም መረዳእታኩም ክተቕርቡ ይግባእ
- ናይ ምዝገባ ቦታ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቑፅሪ 1-12
- ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ