ኒው ሚለንየም ዩንቨርስቲ ኮሎጅ

መግለጫ

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

MBA

ተፈላጊ ችሎታ

ብማናጅመንት

ስራ ልምድ

ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ይምረፅÂ Â

How to apply

አመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ኣብ ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ ፐርሶኔል ክፍሊ ካብ ዕለት 3/8/2008 ዓም ክሳብ 10/8/2008 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 12:00 ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ከምትክእሉ ንሕብር

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344 4104 65