ድምፂ ወያነ ትግራይ ኋ/የተ/የግ/ማህበር

መግለጫ

ድምፂ ወያነ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ

የትምህርት ደረጃ

  • 8ይ ክፍሊ ዘጠቃለለ

ተፈላጊ ችሎታ

1ይ ብርኪ መዘወሪ ፍቓድ ዘለዎ

ስራ ልምድ

0 ዓመትÂ Â

How to apply

ነዚ ዘማለእ አመልካቲ ናይ ትምህርቲ መያን ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ እዚ ምልክታዚ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልትታት ኩሉሻብ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 107Â ቐሪብኩም ክትምዝገቡ ትኽእሉ ማኻንኩም