አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ኋላ/የተወ/የግ/ማህበር

መግለጫ

ኣደዳይÂ ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ስራሕ ንደለይቲ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጡ ረቀሒ ተማልኡ ኣድላይ መመዘኒ ብምቅራብ ትምዝገቡ ንዕድም

የትምህርት ደረጃ

ዲግሪን ልዕሊኡን አትሓሕዛ ሒሳብ :ባንክን ፋይናንስን :ኢኮኖሚክስ ማናጅመንት

ተፈላጊ ችሎታ

ኣብ ስራሕቲ ሒሳብ ዕቀርን ልቃሕን ካልኦት ተዘዋወርቲ ልቃሓት ዝሰርሐ /ት

ኣብ ትካላት ማክሮ ፋይናንስ ዝሰረሐ /ት

ኣብ ቤት ፅሕፈት ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዝሰረሐ

ስራ ልምድ

5 ዓመትን ልዕሊኡን

How to apply

ምዝገባ ካብ 19/07 /2008 ዓም 26 /07 /2008 ዓም

መመዝገቢ ቦታ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ መቐለ